ቁርሲ ቡን ጦብላሕታዊ ንባባት - ポッドキャスト
Podcast

ቁርሲ ቡን ጦብላሕታዊ ንባባት

Geez Liturgy. ሉጥርግያ ግእዝ.
0 Plays

ቑርሲ ቡን ጦብላሕታዊ ንባባት ኣብ ዓዉዲ ህዝባዊ ዕዪ ግእዝ ወይ`ዉን "ሉጥርግያ ግእዝ" መሰረት ብምግባር ዝዳሎ ሰሙናዊ መደብ እዪ።ዕላማታት እዚ መደብ’ዚ፡ ከም`ቲ ኣብ ባህልን ልምድን ሕብረተሰብና ብንእሽቶ ቑርስ-ቡን ኣፍና እንኸፍት ከምኡ`ውን ሎሚ ነቲ ካብ ጥንቲ ዝጸንሐ ዓሚቚ ልቦና ወለድና ኣብ ባህሊ፡ ልምድታት፡ ቃላት፡ ጽሑፋትን፡ ምስላታትን ዘሎ ጥበባት ብምድህሳ፡ ብነአሽቱ ፍልጠት አእምሮና ንኽንከፍት ኢዩ።አብ’ዚ መደብ’ዚ፡ መባእታዊ ንባባትን ጦብላሕታታትን ብምእንጋድን፡ ነቶም ኣብ ዘመን ወለድና ዝነበሩ ኣረዳድኣ ብምሙርካስን፡ ነዚ ዘመናዊ ሂወትና ብኸመይ ንነብሮን ንርድኦን ኣብ ዝብል ስነ ሓሳብ የትኩር። በዚ መስርሕ እዚ ድማ፡ ዕዮ ህዝቢ ብምድህሳስ ንሓደሽቲ ተኽእሎታት ንፍትሽ።መስርሕ ቁርሲ ቡን ጦብላሕታዊ ንባባት እዚ ዝስዕብ ስርዓት ከይዲ ይኽተል -1) ቀጥታዊ ትርጉም2) ኩዕታ3) ጦብላሕታ4) ሕቶ5) ጽልዋKursi Bun (Snack of a coffee ceremony) is a reflective reading weekly podcast program created based on the Geez liturgy framework.We present short articles on a specific topic and share our reflections to promote broader perspective by discovering the ancestral wisdom in the form of digestible and palatable topics drawn from culture, customs, articles, proverbs and sayings in the same way we indulge in our beloved coffee ceremony's snack.

最新のエピソード

Comments & Reviews0